ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ዓቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርቲ ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ፕሮፎርማ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 2, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ፃውዒት ፕሮፎርማ
ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ዓቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርቲ ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ፕሮፎርማ ክዕድግ ስለ ዝደለየ እቲ ዝርዝር ከም ዝስዕብ ይኸውን
| ተ/ቁ | ናይ ኣቑሑት ዝርዝር | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ድምር | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ሻራ/ ፓድ ኪት | set | 02 | ||||||
| 2 | ሽኩት | set | 01 | ||||||
| 3 | ኦይስ ፌስተር | 02 | |||||||
| 4 | ፊስ ፊስተር | 02 | |||||||
| 5 | ኮስኔት | 04 | |||||||
| 6 | ሰምያ የማንን ፀጋም | 01 | |||||||
ነጋዶ ከማልእዎ ዝግባእ
1. ሕጋዊንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ
2. Tin Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል
3. Tin Number ዘለዎ፡ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል
4. ፕሮፎርማ ንክእከብ ዝፀንሐሉ ዕለት 27/02/2018 ዓ.ም ክሳብ ዕለት 02/03/2018 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ተዓዕዩ ሰዓት 4:30 ይኽፈት
5. በዝሒ ናይቲ ንብረት ክውስኸ ወይ ክቕንስ ይኽእል እዩ
6. ቤት ፅሕፈትና ዝርከበሉ ቦታ ኮሚሳራት ኮይኑ ፊት ንፊት ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን