ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓ/ዓዲ ክፍሊ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንሆስፒታል ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝውዕል ንመወሀቢ ግልጋሎት ሕክምና ኦክስጅን ስሊንደር መምስሊ ግልጋሎት ክገዝእ ስስዝደሊየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 18, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓ/ዓዲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።