ኩሓ ሆስፒታል ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 9, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 7, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ፕሮፎርማ

ኩሓ ሆስፒታል ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ መድሓኒት መከፋፈልቲ ትካላት ካብ ዕለት 07/12/2017ዓ.ም ክሳብ 9/12/2017ዓ.ም ፕሮፎርማ ክትወስዱ ንሓትት። ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንክተቅርቡ ንሕብር )

1. ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ናይ 2017ዓ/ም ዝሐደስኩምን።

2. ናይ ግብር ኸፈልቲ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክትቕርቡ ትኽእሉ ።

3. መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ። ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ፕሮፎርማ ተቀባልነት የብሉን።

4. ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 07/12/2017ዓ.ም ክሳብ 9/12/2017ዓ.ም ሰዓት 3:00 ተዓዕዩ ሰዓት 3:30 ዝኸፈት ይኸውን።

5. እቲ ፕሮፈርማ ኣብ ቁፅሪ 48 ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር መፂኢኹም ክትወስዱ ትኽዕሉ ::

6. እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

7. ትካልና እቲ ፕሮፎርማ እንተዘይ ተስማሚዕሉ ሙሉእ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0914021835 ምሕታት ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s