https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17776

ኩሓ ሆስፒታል ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 7, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2017 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ኩሓ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 9, 2017 03:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ፕሮፎርማ

ኩሓ ሆስፒታል ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ መድሓኒት መከፋፈልቲ ትካላት ካብ ዕለት 07/12/2017ዓ.ም ክሳብ 9/12/2017ዓ.ም ፕሮፎርማ ክትወስዱ ንሓትት። ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንክተቅርቡ ንሕብር )

1. ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ናይ 2017ዓ/ም ዝሐደስኩምን።

2. ናይ ግብር ኸፈልቲ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክትቕርቡ ትኽእሉ ።

3. መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ። ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ፕሮፎርማ ተቀባልነት የብሉን።

4. ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 07/12/2017ዓ.ም ክሳብ 9/12/2017ዓ.ም ሰዓት 3:00 ተዓዕዩ ሰዓት 3:30 ዝኸፈት ይኸውን።

5. እቲ ፕሮፈርማ ኣብ ቁፅሪ 48 ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር መፂኢኹም ክትወስዱ ትኽዕሉ ::

6. እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

7. ትካልና እቲ ፕሮፎርማ እንተዘይ ተስማሚዕሉ ሙሉእ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0914021835 ምሕታት ይከኣል።