ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ሸራሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ናይ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ 4ይ ርብዒ ዓመት ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰብ መድሓኒትን ፣ ናዉቲ ሕክምናን ክገዝእ ስለዝደሊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም አብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሽራሮ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።