መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲጉዶም መድሓኒትን ፣ ናይ ሕክምና ኣቅሑትን /ናዉቲ/ ብዉስን ጨረታ አወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ጨረታ ንምስታፍ ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ቅድመ ኩነታት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 16, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲ ጉዶም
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።