ማሕበር ቀዳሞት ኣግኣዚ ዓዲግራት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሮም ክዕድጉ ይደልዩ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅራ ወንበርታ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ስሩዕ በጀት ዕጥቂ ስፖርት : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ሕትመት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮን: መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና :ሞትር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ወይድማ ስፔር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 10, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ሙሉእ 1 ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝረ - ሰማእታት መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
s