ማሕበር ቀዳሞት ኣግኣዚ ዓዲግራት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሮም ክዕድጉ ይደልዩ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅራ ወንበርታ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ስሩዕ በጀት ዕጥቂ ስፖርት : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ሕትመት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮን: መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና :ሞትር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ወይድማ ስፔር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 10, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ሙሉእ 1 ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝረ - ሰማእታት መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጉላዕ ኣብ ወረዳ ፅራ ወንበርታ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንትካሉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌከትሪኒክስ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት መሳርሒ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ኣርቲኣር ሞተራት ኣቅሑት ስፔር ክምእዉን ኦርቲኣር ሞትር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 40000 : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት 15000 :ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 30000 :ናይ ኣርቲኣር ሞተር ሳይክል 20000 ብር : ናይ ሞትር ኣርቲኣር ስፔር 15000
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s