Closed
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ካብ መደበኛ በጀት ንአገልግሎት ኣብያተ ዕዩ እቲ ወረዳ ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ መኪናን ሞተራትን መለዋወጢ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 12, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታራያ ጨርጨር
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት 5000 : ኣቅሑት ፅሬት 1000 : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን 10000 : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተራትን ቅርሺ 10000
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ