Closed
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ንናይ ከተምኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት : ንፅሬት ዝሕግዙ ኣቅሑትን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዕዳጋ ሓሙስ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኮንስትራክሽን ኣቅሑት 50000 ቅርሺ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 15000 ቅርሺ : ንናይ ፅሬት ኣቅሑት 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ