ፕሮፎርማ ጨረታClosed The Women Association of Tigray (WAT) Wants to purchase the item/ Stationery Materialsዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 6, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : The Women Association of Tigray (WAT) Wants to purchase the item/ Stationery Materials
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕድጋ ንብረትን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ንከይዲ ስራሕቲ ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ዝዉዕሉ ዝተፈላለየ መሳርሒታት ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕድጋ ንብረትን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ንከይዲ ስራሕቲ ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ዝዉዕሉ ዝተፈላለየ መሳርሒታት ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ቀረብ መሰተ ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ ዝተፈላለዩ ናይ መስመር ማይ ትቦታታት :ናይ ትቦ መገጣጠሚታት :ናይ ፅሕፈትን : ፅሬትን መሳርሒታት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታራማናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ቀረብ መሰተ ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ ዝተፈላለዩ ናይ መስመር ማይ ትቦታታት :ናይ ትቦ መገጣጠሚታት :ናይ ፅሕፈትን : ፅሬትን መሳርሒታት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ንናይ ከተምኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት : ንፅሬት ዝሕግዙ ኣቅሑትን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታዕዳጋ ሓሙስናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኮንስትራክሽን ኣቅሑት 50000 ቅርሺ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 15000 ቅርሺ : ንናይ ፅሬት ኣቅሑት 5000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ1,500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ንናይ ከተምኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት : ንፅሬት ዝሕግዙ ኣቅሑትን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 14, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቐዳማይ ወያነ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 8, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቐዳማይ ወያነ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤክትርኒክስ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 1, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 1, 2018 8:35 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 29, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤክትርኒክስ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዘለዎ ናይ ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ዝወፀ ግልፂ ጭረታ ናይ መገጣጠሚ፣ ትቦታት ፕሪንተር ኮምፒተር፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፣ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት፣ ናይ መኪና ጎማ ግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ብቢ ሎቱ ይፈላላ ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንብቢ ሎቱ ይፈላላቦታዉቅሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላናይ ደኩመንት ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 29, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዘለዎ ናይ ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ዝወፀ ግልፂ ጭረታ ናይ መገጣጠሚ፣ ትቦታት ፕሪንተር ኮምፒተር፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፣ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት፣ ናይ መኪና ጎማ ግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቅሮ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዘለዎ ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈተ ዝዉዕል ናይ መገጣጠሚ ትቦታታት: ፕሪንተር : ኮምፒተር : ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ጎማ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታዉቅሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ መገጣጠሚ ትቦታታት ኣቅሑት 20000 : ፕሪንተር : ኮምፒተር ኣቅሑት 15000: ንመሳርሒ ፅሕፈት 10000: ኣቅሐት ኤሌክትሪክ 10000: ንኣቅሑት ፅሬት 5000 : ናይ መኪና ጎማ 20000ናይ ደኩመንት ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት ሕዳር 28, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቅሮ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዘለዎ ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈተ ዝዉዕል ናይ መገጣጠሚ ትቦታታት: ፕሪንተር : ኮምፒተር : ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ጎማ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ንቤት ፅሕፈታት ወረዳ ኦፍላ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሎት ሐደ መሳርሒታት ፅሕፈት ሎት ክልተ ኣቅሑት ፅሬት አብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ካብ መደበኛ በጀት ብጨረታ አወዳዶሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 14, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታኦፍላናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት ሕዳር 28, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ንቤት ፅሕፈታት ወረዳ ኦፍላ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሎት ሐደ መሳርሒታት ፅሕፈት ሎት ክልተ ኣቅሑት ፅሬት አብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ካብ መደበኛ በጀት ብጨረታ አወዳዶሩ ክገዝእ ይደሊ