ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ን ቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 2 ናይ ፅሬት ኣቅሑት 3 ኤሌክትሮኒክስ 4 ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መኮኒ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።