ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዝተፈላዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ኣቅሑት ቢሮ ፣ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 13, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2011ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል
2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ተመዝጋቢ ምኻኑን ከቕርብ ዝክእል
3 ዲክለራሽን መረዳእታ ካብ ታሕሳስ 2011ዓ/ም ከቅርብ ዝክእል
4 መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 3000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ዝክእሉ
5 ካብ ዕለት 29/01/2012ዓ/ም ጀሚሩ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ብር 30 ከፊሉ ብምዉሳድ ዋጋ መሊኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 13/02/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ይገብር
6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 13/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት
7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ኣድራሻ ፡- ጥቃ እንዳ ጋብር
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55