ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዘዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ሞተር ሳይክልን ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ክንዕድግ ስለ ዝደለና ሕጋዉያን መቅረብቲ ክትወዳሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።