ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ ቢሮ ተገጣጠምቲ ኣቅሑት ማለት እዉን ፈርኒቸር ፡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፡ኣናእሸተይ ኣቅሑትን ፡ ሞተር ሳይክል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ማለት እዉን ናይ ደገ መብራህቲ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 29, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲ ጉዶም
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።