ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሐት ኤሌክትሪክ : ሕትመት : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ሞትር ሳይክል : ዕጥቂ ስፖርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሐትምን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 22, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
የኢትዮጵያ ገቢዎች ሚኒስቴር መቐለ ቅ/ፅ/ቤት ድርጅቶችን በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ የሚከተሉትን እቃዎች ግዥ መፈፀም ይፈልጋል፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ታሕታይ ኣድያቦ ንዝተፈላለያ አብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት መሳርሒ : ኮምፒተር ኣክስሰሪን : ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት : ናይ ተሽከርከርቲ ማለትን መኪናን ሞተርን ሳይክልን መለዋወጠ ኣቅሑት : ሕትመት ስራሕቲ : መሳርሒ ህንፃ : ናይ ቢሮን ገዛን ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ኣድያቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንቢሮን ንኣብት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሀ ናዉቲ ኣቅሑት ገዛ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ለ መላዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሐ ናይ ቢሮ ሐለዋ ግልጋሎት ክዕድግ ከስርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2017 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፋለለየ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልገሎት ናይ መኪና ፅገና ብጨረታ አወዳዲሩ ንሐደ ዓመት ሙሉእ ገፀግን ይደሊ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊያን ተወዳደርቲ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተረከበ በጀት ንዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀምሉ ናዉቲ ቢሮ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 8, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናስን ወረዳ ሰለዋ ንወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስን ሞተር ሳይክልን ካብናይ UNDP ዝተመደበ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤትፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ካብ ናይ UNDP በጀት ንሴክተራት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ኣቅሑት ሐደ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት: ክልተ ናይ ኦፊስ ፈርኒቸት ኣቅሑት : ሰለሰተ ሞተር ሳይክል ንምግዛእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ራያ ጨርጨር ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ራያ-ጨርጨር ካብ ናይ UNDP በጀት ንሴክተራት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ኣቕሑት ንምግዛእ ሰለ ዝደለና እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ራያ ጨርጨር ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቑሑት ፈርኒቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሞተር ሳይክል ካብ ናይ UNDP ድርጅትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ _ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ