ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ብቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስብዓ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፈላለየ ሴከተራት ናይ እንስሳት መድሐኒት : ሞተር ሳይክል : ስፔር ፓርትን መለዋወጢ ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ማዛጋጃ ከተማ ኣብርሃ ወኣፅብሃ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንትካልና ግልጋሎት ዘውዕል ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 27, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ንቤት ማዘጋጃ ዕሸል ከተማ ትኹል ግልጋሎት ዝውዕል ሓንቲ ቦክሰር ሞተር ሳይክል VAT ዝተመዝገቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ 2018ዓ/ም ባጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደልይ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 6, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መረ ሚኢቲ ተወሳኺ ኣንብብ
ንካልአያ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳርን እንዳባፃሕማ ካብ ናይ ዩኒዲፒ በጀት ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳና ግልግሎት ዝዉዕል ሞተርሳይክል ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጃ ከተማ ፈረስ ማይ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም ዝዉዕል ብዝሓዞ ትልሚ መሰረት ተሽከርከርቲ መላት እዉን ሞተር ሳይክልን: ሳይክልን : ህንፃ ኣቀሑት : ፅሬት ኣቅሑት : መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳባፃሕማ ካብ UNDP ብዝተረከበ በጀት ንአገልግሎት ኣብያት ፅሕፈት እታ ወረዳ ዝዉዕል ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዕዳጋ ዓርቢ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ን 2018 ዓም በጀት ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ሞተር ሳይክልን : ናይ እንስሳ መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 26, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣሕፈሮም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መሰተ ማይ ፈሳሲን ከተማ ሸራሮ ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሞተር ሳይክል : ናይ ሳይክል ስፔር : ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር : ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሓንቲ ሞተር ሳይክል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ