ቤት ፅሕፈት ምም/ር ፋይናንስ ከተማ ሃላም ን2019 በጀት ዓመት ሓብ ከምኡ ዕባ ናይ መንግስቲ ተርከርቲ መና ናይ ሃና ግልጋሎት ንምርካብ ብርኪ ክልል ብግላዊ መረታ ኣወዳዲሩ ምስ ሰዓራይ ክሳብ ሰነ 30 2019 ዓ/ም ውዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሃገረ ሰላም
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።