Closed
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2019 ዓም ናይ መካይን ናይ ጋራጅ ዋጋ ደራጃ ብቅዓት ካብ ሳልሳይ ንላዐሊ ነዝኮነ ጋራጅ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30 2019 ዓም ዉዕሊ ብምእሳር ክፅግን ወይድማ ናይ ፅገና ግልጋሎት ክረክብ ስፐዝደለየ ክትወዳደሩ እትደለዩ ነጋዶ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ