መ/ሆስፒታል 11 ለካቲት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም መኪና ተሽከርከርቲ ፅገና ግልጋሎት /ጋራዥ/ ንመርካብ ብውስን ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ /ክገዝእ/ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 9, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።