Closed
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንሰ ከተማ ሃ/ሰላም ን2018 በጀት ዓመት ኣብ ከተምኡ ዝርከባ ናይ መንግሰቲ ተሽከርከርቲ መኪና ናይ ፅገና ግልጋሎት ንምርካብ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምሰ ሰዓራይ ክሳብ ሰነ 30/2018ዓ/ም ውዕሊ ኣሲሩ ክፅግን/ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 4, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሃገረ ሰላም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ