Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ዝርከባ ናይ መንግስቲ ኣናእሽተይ መኻይን ፅገናን ሰርቪስን ዝካየደሉ ጋራጅ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 20, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ