Closed
ማይጨው ሕርሻ ፓሊ ቴክኒክ ኮለጅ ንናይ 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝህብ ናይ መካይን ጋራጅ ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ከወዳድር ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 28, 2018 3:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታማይጨዉ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።