Closed
ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንተካልን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ረዉ ማተሪያልስ ማለት ጥረ ኣቅሑት ሐደ ከለር ማሰተር ባች ቢዚ ከለር : ክልተ ካልሸየም ካርቦኔት ሰለሰተ ለዉ ዴንስቲ ፖሊታይሊን ኤልድቢኤ: ኣርባዕተ ኦሌ ፕሮፊሊን ፒፒ ራፍያ : ሓሙሽተ ኦሌ ፕሮፊሊን ፒፒ ኮአቲንግ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 10, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ