ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ናይ ኳዕቲ ኬሚካል ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 6, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 6, 2018 3:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ የካቲት 3, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ናይ ኳዕቲ ኬሚካል ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ግልፂ ጨረታClosed ፋብሪካ ስምንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንናይ ትካል ሆዝ ምፅሞቅ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥሪ 27, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ፋብሪካ ስምንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንናይ ትካል ሆዝ ምፅሞቅ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNEPA ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ Photology ን Lablatory ን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክትረክብ ዝደለየት ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 1, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNEPA ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ Photology ን Lablatory ን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክትረክብ ዝደለየት
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ መሰተ ማይ ከተማ ማይጨዉ ንቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ንብረት ማለት እዉን ናይ ማይ ሓፂን ፕላስቲክን መገጣጠሚን : ናይ ማይ ቆፅርቲ : ናይ ቴክኒክ ኣቅሑት መሳርሒ :ፅሕፈት ኣቅሑት : ፅሬት ኣቅሑት : ኤሌክትሪክ ከምእዉ ናይ ማይ ኬሚካል ክሎሪን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታማይጨዉናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ማይ መገጣጠምን ቆፀርትን 10000 ቅርሺ : መሳርሒ ፅሕፈትን ኣቅሑት : ፅሬት ኣቅሑት 5000 ቅርሺ : ኤሌክትሪክ 10000 ቅርሺ: ናይ ማይ ኬሚካል ክለሪን 3000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ--ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጥቅምቲ 22, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ መሰተ ማይ ከተማ ማይጨዉ ንቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ንብረት ማለት እዉን ናይ ማይ ሓፂን ፕላስቲክን መገጣጠሚን : ናይ ማይ ቆፅርቲ : ናይ ቴክኒክ ኣቅሑት መሳርሒ :ፅሕፈት ኣቅሑት : ፅሬት ኣቅሑት : ኤሌክትሪክ ከምእዉ ናይ ማይ ኬሚካል ክሎሪን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨው ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ብረትን ፕላስቲክን መገጣጠሚታትን ናይ ማይ ቆፀርቲ፣ ናይ ቴክኒክ ኣቑሑት፣ ናይ ዕ/ት መሳረሒ፣ ናይ ፅሬትን ናይ ኤሌትሪክን ናይ ማይ ኬሚካል ክሎሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2018 8:20 ቅ/ሰዓትቦታማይጨዉናይ ደኩመንት ዋጋ150.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨው ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ብረትን ፕላስቲክን መገጣጠሚታትን ናይ ማይ ቆፀርቲ፣ ናይ ቴክኒክ ኣቑሑት፣ ናይ ዕ/ት መሳረሒ፣ ናይ ፅሬትን ናይ ኤሌትሪክን ናይ ማይ ኬሚካል ክሎሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ንበጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ንመ/ሆ. 11 ለካቲት ናይ ኦክስጅን ጋዝ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተዳለዉ ግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 21, 2017 3:03 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 21, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ንበጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ንመ/ሆ. 11 ለካቲት ናይ ኦክስጅን ጋዝ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተዳለዉ ግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና መድሓኒት ናይ ሕክምና ናዉትን ናይ ስነ-ልቦና ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 11, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 11, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና መድሓኒት ናይ ሕክምና ናዉትን ናይ ስነ-ልቦና ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ መሳርሒ ኣቅሑትን ላብራቶሮ : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ጎማ ኮስተር መኪና :ብሎኬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 4, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 4, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንላብራቶሪ ኣቅሑት 3000 :መሳርሒ ፅሕፈት 3000 : ኣቅሑት ፅሬት 3000 : ጎማ ኮስተር መኪና 3000 :ብሎኬትን 3000ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ መሳርሒ ኣቅሑትን ላብራቶሮ : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ጎማ ኮስተር መኪና :ብሎኬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ፊሊተር ካትሪሌጅ 5 ማይክሮ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 3, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ፊሊተር ካትሪሌጅ 5 ማይክሮ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ማይ መሐከሚ ኪኒና ( Aqua tab ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 21, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 22, 2017 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ማይ መሐከሚ ኪኒና ( Aqua tab ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡