ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ፊሊተር ካትሪሌጅ 5 ማይክሮ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 3, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ: ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ ቲኢቲ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

 2 ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረብቲ ሰነድ ጨረታ ብስምሺ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 3/10/2017 ዓም ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከተቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ 3/10/2017 ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:30 ናይ ንጎሆ ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

7 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085 

ጨረታ መደብ