ግልፂ ጨረታClosed ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከዐደግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 7, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከዐደግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ጋዛት መድሐኒን ቀዳማይ ኣክስጅን ጋዝ : ካርቦንድይ ኦክሳይድ ጋዝ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 20, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታዓዲ ዳዕሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ጋዛት መድሐኒን ቀዳማይ ኣክስጅን ጋዝ : ካርቦንድይ ኦክሳይድ ጋዝ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሃፍቲ እንስሳ ኣቅሑት : ኤሌክትሪካል ጀነሬተር :ናይ ማይ ፓምፕ ጀነሬተር አወደዳሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታማይጨዉናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሚያዝያ 5, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሃፍቲ እንስሳ ኣቅሑት : ኤሌክትሪካል ጀነሬተር :ናይ ማይ ፓምፕ ጀነሬተር አወደዳሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይCRC project ንመቐለ ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል፡-ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 30, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2% ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መጋቢት 23, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይCRC project ንመቐለ ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል፡-
ግልፂ ጨረታClosed ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንተካልን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ረዉ ማተሪያልስ ማለት ጥረ ኣቅሑት ሐደ ከለር ማሰተር ባች ቢዚ ከለር : ክልተ ካልሸየም ካርቦኔት ሰለሰተ ለዉ ዴንስቲ ፖሊታይሊን ኤልድቢኤ: ኣርባዕተ ኦሌ ፕሮፊሊን ፒፒ ራፍያ : ሓሙሽተ ኦሌ ፕሮፊሊን ፒፒ ኮአቲንግ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 10, 2018 4:15 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መጋቢት 17, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንተካልን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ረዉ ማተሪያልስ ማለት ጥረ ኣቅሑት ሐደ ከለር ማሰተር ባች ቢዚ ከለር : ክልተ ካልሸየም ካርቦኔት ሰለሰተ ለዉ ዴንስቲ ፖሊታይሊን ኤልድቢኤ: ኣርባዕተ ኦሌ ፕሮፊሊን ፒፒ ራፍያ : ሓሙሽተ ኦሌ ፕሮፊሊን ፒፒ ኮአቲንግ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ጋዛት ሐደ ኣክስጅን ጋዝ : ካርቦንድኦክሳይድ ጋዝ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታዓዲ ዳዕሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መጋቢት 17, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ጋዛት ሐደ ኣክስጅን ጋዝ : ካርቦንድኦክሳይድ ጋዝ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ኣብ 2018 በጀት ዓመት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ዓዲግራትን ከተማ ፋዕን ብሓባር ብምዃን ዝተፈላለዩ ኣቁሑታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት መሐለዊ፣ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን፣ ፓምኘን ኤሌክትሪክ ኣቁሑትን፣ ናይ ማይ መሐከሚ ኬሚካል፣ ናይ መኪና መለዋወጢን ዲኮር ኣቁሑትን ናይ መኪና ጐማን ባትሪን ፣ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ፣ ሙሉእ ሞተር ሳይክልን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑትን፣ ሙሉእ ሳይክልን ሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑትን፣ብረት ቱቦ መገጣጠምትን ቆፀርቲ ማይ ኣቑሑትን ፣ ከምኡውን HDPEን PPRን ቱቦን መገጣጠምቲ ኣቁሑታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 7, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታዓዲግራትናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢ ሎቱ ይፈላላ ናይ ደኩመንት ዋጋበቢ ሎቱ ይፈላላ ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ የካቲት 27, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ 2018 በጀት ዓመት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ዓዲግራትን ከተማ ፋዕን ብሓባር ብምዃን ዝተፈላለዩ ኣቁሑታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት መሐለዊ፣ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን፣ ፓምኘን ኤሌክትሪክ ኣቁሑትን፣ ናይ ማይ መሐከሚ ኬሚካል፣ ናይ መኪና መለዋወጢን ዲኮር ኣቁሑትን ናይ መኪና ጐማን ባትሪን ፣ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ፣ ሙሉእ ሞተር ሳይክልን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑትን፣ ሙሉእ ሳይክልን ሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑትን፣ብረት ቱቦ መገጣጠምትን ቆፀርቲ ማይ ኣቑሑትን ፣ ከምኡውን HDPEን PPRን ቱቦን መገጣጠምቲ ኣቁሑታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ኢንስቲዩቲት ምርምር ጥዕና ንፈዉስ ምግቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ንጥረ ነገራት : መዓሸጊ ፈዉሲ ምግብን : ቀረብ ሕክምናን ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ንጥረ ነገራት 10000 ቅርሺ: መዓሸጊ ፈዉሲ ምግብን 5000 ቅርሺ : ቀረብ ሕክምናን ኣቅሑት 5000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ የካቲት 10, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንስቲዩቲት ምርምር ጥዕና ንፈዉስ ምግቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ንጥረ ነገራት : መዓሸጊ ፈዉሲ ምግብን : ቀረብ ሕክምናን ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ናይ ኳዕቲ ኬሚካል ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 6, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 6, 2018 3:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ የካቲት 3, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ናይ ኳዕቲ ኬሚካል ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ግልፂ ጨረታClosed ፋብሪካ ስምንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንናይ ትካል ሆዝ ምፅሞቅ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥሪ 27, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ፋብሪካ ስምንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንናይ ትካል ሆዝ ምፅሞቅ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ