ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ኣቅሑት ላዉንደሪን ናዉቲ ሕክምናን መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድገት ክፍፅም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲግራት
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።