ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን 2010 ዓም ከልኣይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ስራሐቲ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት: ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ፅሕፈት: ኮምፒተር ኣክስሰሪ :ሕትመት:ናይ ሰብ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ሰልሳይ ፍርቂ ዓመት ኣቅሑት ፅሬትን: ዓለባን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን2010 ዓም ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፋሸዊ ሆስፒታለ ሱሑል ን 2010 ዓም ናይ ሳልሳይ ርብዒ በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ መድሓኒታትን ናዉቲ ህክምናን ብተወሳኪ ናይ ካልኣይ መንፈ ቅ ዓመት በጀት ፈርኒቸርን መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 2, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ዶር ተወልደ ለገሰ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑታት : ፅሕፈት መሳርሒን : ናይ መድሓኒታት ናዉቲ ሕክምናን ብ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2010 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰብ መድሓኒት: ሕክምና ኣቅሑት: ላቮራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 14, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ኣርኣያ ካሕሱ ን 2010 ዓም አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 6, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲ ጉዶም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ በጀት ዓመት 2010 ዓም ናይ ፅሬት አቁሑት :ኤለክትሮኒክስ አቁሑት :ህንፃ መሳርሒ :መኪና መለዋወጢ አቁሑት :ክዳን ሰፋይት :ናይ ጀነሬተር አቁሑት: መድሓኒትን ናይ ሕክምና ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ፀገዴ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ዞባ ምዕራብ ወረዳ ፀገዴ ዝርከብ መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብ 3ይ ዙር ዕድጊት ናይ ፅሬት: ፅሕፈት :ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት ፣ ህንፃ መሳርሒ : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ክዳን ሰፋይት መኪና : ናይ ጀነሬተር ኣቅሑት: መድሓኒት ናይ ሕክምን ናዉቲን ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ፀገዴ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፋሻዊ ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ መድሓኒት ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ኣቅሑት ላዉንደሪን ናዉቲ ሕክምናን መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድገት ክፍፅም ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ