ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘለዉ ናይ ቢሮ መሳርሒ ኣቅሑት ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ትካል ዘዳልዎ ጨረታ ሰነድ ዘይንምለስ 50 ብምኽፋል ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 24, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማህበር መቐለ ፔፕሲ ኮላ ፋብሪካ በፋብሪካዉ እና በዋና ቢሮ ዉስጥ ተባላሽተዉ የሚገኝ እና ለወደፊቱ ጥገና የሚያስፈልጋቸዉ ከዚህ በታች የተዘረዘሩት የተለያዩ ዓይነት የቢሮ ዕቃዎች በፕሮፎርማ አወዳድሮ ከኣሸናፊዉ ድርጅት ጋር ለኣንድ ኣመት የሚቆይ ዉል በማሰር ማስጠገን ይፈልጋል ስለሆነም ህጋዊ ንግድ ፍቃድ ያላችሁ ተወዳዳሪዎች ሁሉ መወዳደር የምትችሉ መሆኑ በኣክብሮት እንገልፃለን ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ን 3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ናይ ቢሮ ዝተበላሸዉ ፈርኒቸር ኣቅሑት ንምፅጋን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ክስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሐት 1 መእተዊ በሪ /ብረት ማዕፆ/ ፅገና 2 ዝተፈላለዩ ቁልፍታት ምቅያርን ምፅግንን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2012 10:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ንቁልፊ ምፅጋን ፈርኒቸር ፅገናን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ናይ ፈርኒቸር ፅገና ብፕሮፎርማ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ን 4ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ በርን ካልኦትን ቁልፍታት እንትባለሸዉ ዝፅግነልና በዓል ሙያ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ግልጋሎት ወሃብቲ ዝኮንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትዋዳደሩ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ፣ ፈርኒቸር ፅገና ፣ ላባጆ ሕፅበት፣ ጎሚስታ ፅገና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዉሽጢ ቤት ዕዩኡ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸርን ማዕፆን ፣ ቁልፍታትን ፅገና ናይ ፎቶ ኮፒ ፅገናን ናይ ኤሌክትሪክ ፅገናን ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 16, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ዝተባለሸዉ ፈርኒቸር ኣቁሑት ንምፅጋን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 1, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ