Closed
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ሰራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘለው ናይ ቢሮ ኣቁሑት ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሐ ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 20..00 ብምኽፋል እቲ ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ወሲድኹም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 22, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 23, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ3,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ