ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ናይ ፈርኒቸር ፅገና ብፕሮፎርማ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 18, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ መቕረባይነት፣ ቲን ካርድን ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ
2 ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን
4 እዚ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ንጉሆ ይክፈት
5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
6 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 41 76 69 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል