ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠርን ልምዓትን ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ዝተዳቀለ ማንጎ ንክንዕድጎሎም ብዝሓተትና መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2012 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ቃፍታ ሑመራ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።