ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈት ልምዓት ሕርሻ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤጂፒ ዘርእታት ኮሚደረን ሽንክርትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2012 3:03 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 15, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ
2 መፍለይ ቲን ናምበር ከፋላይንት ግብሪ ዘለዎ ዘለዎም
3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ
4 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 06/04/2012ዓ/ም ክሳብ 15/04/2012ዓ/ምሰዓት 3፡30 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት
5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 6401 72