ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓ/ጉዶም ኣብ እዋን ክረምቲ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ተኽልታት ብፕሮፎርማ ንምግዛእ ስለ ዝደለየ ካብ ዕለት 24/11/2011ዓ/ም ክሳብ 27/11/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ በቲ ዘርፊ ንግዲ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ንምግዛእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 27, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲ ጉዶም
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።