ተዓፅዩ

መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ሳልሳይ ዙር ዝተፈላለዩ ንብረት ማለት ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ፣ ክዳን ሰፋይት ማሽን ፣ ኣቅሑት ቢሮ ማለት ፈርኒቸር፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መድሓኒትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ኣብዚ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቋሕታት ክተማልኡ ይሓትት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 24, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 24, 2011 5:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋበቢሎቱ ዝተፈላለየ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኮሌጅና ቹፑድን ፍርናሽን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 30, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 30, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ