Closed
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ፍራሽ ትርኣስ ኮቦርታ ኣንሶላ ምንፃፍ ፣ ናይ ስፖርት ናዉቲ፣ ናይ መኪና መጋያየፂ ፣ ናይ ቆልዑ መፃወቲ ፣ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 20, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 21, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ