ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2017 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲታት ሎት ሐደ ናይ ኮንስትራክሽን መሳርሒን ማሺነሪ ኣቅሑት : ሎት ክልተ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት : ሎት ሰለሰተ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ሎት ኣርባዕተ ናይ ጋርመንት መሳርሒ ኣቅሑት : ሎት ሓሙሽተ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሻምናይ ክፍሊ እርማት ቴክኖሎጂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 11, 2017 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካል ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ሃ/ሰላም ናይ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣይገልፅን ቦታ ሃገረ ሰላም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብመደበኛ በጅት መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ፅሬት ኣቅሑት: ናይ ቢሮ ኣቅሑት: መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣላማጣ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት መዘጋጃቤት ከተማ መቐለ ናይ ሴፍትኔት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፕሮፎርማ / ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2017 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፡ ናይ መኪና ዘይትን ቅብኣትን ፡ ፈርኒቸር ኣከሰሰሪን ፡ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብክልላዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 5, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
በዓል መዚ እቶት ክልል ትግራይ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 8, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣክሰሰሪ ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጉዳይ መንኣሰይ ክ/ትግራይ ናይ ኮምፒተር ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 24, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት አብ 2017 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዱ ዝረከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ምድብ ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ኣቅሑት ኣሌክተሮኒክስ : ሎት ሰለሰት ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ኣርባዕተ ኣቀሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ሎት ሓሙሽተ ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 5, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወልቃይት ተወሳኺ ኣንብብ