ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ዝተፈላለየ ዓይነት መሳርሒ ድሕንነት ማለት እዉን ኣልሙኒዩም ሱት : ኣይጎጎል እስፔሻል ፎር ክሊን ፍሊም : መሸፈኒ ገፅ : ናይ ሓዊ መከላካሊ ጫማ : ቆቢዒ ምስ መሸፈኒ ማእገር ሔልሜት ጃኬት ቬስት ሪፍሊክተር : ረይን ኮት : ናይ ድሕንነት ጫማ እሰፔሻል ፋይርማን ኩሎዝ : እሰፔሸሰል ሄልሚት ፎር ፋየርማን ፋስት ኣፕን ሴፍቲ ሹ ብግፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ ማለት እዉን ቫት ወይድማ ቲኢቲ ዝተመዝገበ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል ብተመሳሳሊ ዘርፊ ዝተወፈሩ ክኮኑ ይግባእ

 2 ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ባንኪ ዉሕስና ብስምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ከትሕዙ አለዎም

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረብቲ ሰነድ ጨረታ ብስምሺ ብዝተዓሸገ ፖስታ ፋይናንሻል ክልተ ኮፒ ማለት እዉን ኦርጅናልን ኮፒን ቴክኒካል ክልተ ቅዳሕ ኦርጅናልን ኮፒን ክሳብ ዕለት 8/07/2025 ዓም ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከተቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ 8/07/2025 ሰዓት 4:00 ናይ ኣቆፃፅራ ግእዝ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:15 ናይ ንጎሆ ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

7 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085   

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s