ተዓፅዩ

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ቢሮ መሳርሒ ኣቅሑት በቲ ዝተሐተተ ቴክኒካል መሰረት ቶም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑታት ማለት እዉን ኣርባዕተ ከምፒተር : ክልተ ፓል ቀለም A3 printer : ክልተን A4 እዉን ከገልግል A3 photocpy machine : ሐደ scanner : ኣርባዕተ laptop core I7 : ሰለሰተ A4 printer ብላክን ዋይትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 28, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ን 2018 ዓም በጀት ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ :ሕትመት :ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ዕጥቂ ስፖርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 14, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 14, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስን ናይ ኣቅሑት ፅሬትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኤሌክትሮኒክስ 30000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ፅሬት 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ