ትካልና ሱር ኮንስትርክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ሰርቫይ ኣቅሑት ማለት እዉን ስቶል ስቴሽን ምስ ምሉኡ ኣክሰሰሪኡ በዝሒ ክልተ : ለቨሊንግ ኢንስትሩመንት ምስ ምሉእ ኣክሰሰሪኡ በዝሒ ክልተ ብግለፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።