ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽክልልትግራይኣገልግሎትናይበጅት 2007 ዓ/ምካብዚንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጄነረተር : ስፕሊትኤየር ኮንድሽነር: ዲሽን ረሲቨርን ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑትብግልፂጨረታኣወዳዲሩከሰልጥንይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።