ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ሰቲት ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ዝተፋላለዩ ሕትመታት ፡አቁሑት ፅሬትን ፡ካልኦት ሀለቅቲ ኣቁሑትን ፡ኤለክትሮኒክስ ፡ኮምፒተር ኣክሰሰሪ ፡ናይ ሞተርን መካይን ስፔር ወይድማ መለዋወጢ ኣቁሑተ ፡TVS ሞተርን ባጃጅ ሰለስተ እግራ ፡መፃሕፍቲን ፡ናይ ስፖርት ዕጥቅታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ 2007 በጀት ዓመት 1 ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ LOT መቒሉ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ7,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ