ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ንቤት ፅሕፈቱ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ናዉታት ፅሕፈት መሳርሒ ተዛመድትን ጉደያትን : ዲስክቶፕ ኮምፒተር : ላፕቶፕ ኮምፒተር : ዲጂታል ካሜራ : ፕሮፊሽናል ቪድዮ ካሜራ : ፕሮጀክተር : ስካነር : ፕሪንተር ፍላት ስክሪን ቴለብዥን : ካልኦት ኤሌክትሮንክስ ን ኤሌትሪካልን : ናይ ቢሮ ፈርኒቸር : መጋራጃን : ናዉቲ ፅሬት : ናይ ትዮታ ዳብል ካፕ መኪና ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 21, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s