ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑት ኣብያተ ፅሕፈት ማለት እዉን ፈርኒቸር ፣ንሓለዋ ጥዕና እንሰሳ ዝዉዕል ንብረትን ኬሚካላትን ፣መገጣጠሚ ትቦን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሎም ዝዝርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶን ትካላትን ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታሮብ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኣብያተ ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ንልምዓተ ሕርሻ ገጠርን ንሓለዋ ጥዕና ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ ገበርቲ ሰናይን በጀት ኣቁሑ ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑ አብያተ ፅሕፈት ፣ ስረሕቲ ስትራክቸር ማይ ማለት እዉን ሬተይን ዋልን ካነልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝግዝ ከስርሕን ይደሊ ስሊዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ እዞም ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል አብ 2008 በጀት ዓመት ዝተበጀተልና መሰረት ብምግባር 2ይ ዕድጊት ንቲ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀወምቲ ንብረታት ከም ፈርኒቸር ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒታት ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሃለቅቲ ናይ ፅሬት መሳርሒታትን ካልኦት አናእሽተይ መሳርሒታትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 10, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 10, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ