ኤጀንሲ ሐለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን አብ መቐለን ከባቢኡን ንዝካየድ ፅንዓት ግልጋሎት ምኽሪ /ኮንሳልታንስ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምስራሕን ዝዕደጉ ንብረታት በቲ ስፐስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ዝኮኑ ንብረታት ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2008 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት:ናይ ፅሬት ኣቑሑት: ወንበር ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልእ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ኣብቲ ከተማ ንዝረከብ ሴክተር አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ብመደበኛን ብናይ ዩኤንዲጂፒ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣላማጣ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈት ርስሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤለክትሮኒክስን ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ናዉቲ ኤለክትሪክ፣ ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ ፡ፈርኒቸር መለዋወጢ አቁሑት መኪና ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ዝጥቀመሎም ላፕቶፕ : ኮምፒተር ቢመር /ፕሮጀክተር ኣቁሑት ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ዘማልኡ ንክወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮሎጅ ን2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሃለቕቲ ቀወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒታትን ፅሬት :Electronics : ንዉድ ወርክ :ንጀነራል መካኒክስ (GMF& A) : ንኮንስትራክሽን :ንኤሌክተሪክ ዶፓርትመንትን ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት እዉን ሃለቅቲ መሳርሕታት ፅሕፈት፡ ኤለክትሮኒክስ ፡አቁሑት ቢሮ ፡ናዉት ትምህርቲ ፡መሳርሕ ህንፃ ፡ሳይክል፡ ስፔር ፓርት ሳይክል፡ ሞተር ሳይክል፡ ስፔር ፓርት ሳይክል ፡ስፔር ፓርት መካይን፡ መድሓኒት እንስሳ ፡አቁሑት ፅሬት ፡ስራሕቲ ሕትመት ፡ባህርዛፍን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኩለን አብያተ ፅሕፈት ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ አቁሑት ፅሬት ፣አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ቀወምቲ ንብረት ፈረኒቸር ፣መለዋወጢ አቁሑት መኪና ፣መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክል ፣አቁሑት ሕትመት ፣ናይ ኤለክትሮኒክስ ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ፣ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል መኪና ሰርቪስ ፅገናን ናይ ጋራዥ ጉልበት ዋጋ ፣ዘርኢ አግራብን ቀለብ እንስሳትን ፣ናይ ቼክዳም ማዕፆ ማለት እዉን ጌት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ከፀግንን ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ጉሎመከዳ ተወሳኺ ኣንብብ