ተዓፅዩ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ን 2008 ዓም በጀት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።