ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ነቲ ኤጀንሲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑት ቢሮ/ ፈርኒቸር/፣ መለዋወጢ ኣቑሑት መኪና፣ ኮምፒዩተር ላፕቶፕን መለዋወጢ ተዛመዲ ኣቅሑትን ወይ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሓፂን መፂን ስራሕቲ ፅገናን ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኣገልግሎት ክረክብን ክዕድግን ስለዝደለየ በቲ ዘፈር ዝተዋፈርኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ቢሮ ኣናእሽተይ ኣቅሑት፣ ኣቅሑ ፅሬት ኤሌክትሮኒክስን፣ መሳርሒ ህንፃን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መረብ ለኸ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክ ኣላማጣ ነቲ ትካሉ ንምምሃርን ምስትምሃርን ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ማለት ኣቅሑ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መካይን፣ ሞተር ሳይክል፣ ስፖርት ዕጥቂ፣ ናይ ፈርኒቸር/ ናይ ተምሃሮ ወናብር/ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣላማጣ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና ስፔር፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ናይ ICT ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 5, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኪነጥበባት ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረትን ናይ ኮምፒዩተር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 10, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ዝረከብ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሎት 2 ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ : ሎት 3 ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ ሎት 4 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ሎት 5 ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ሎት 6 ህንፃ መሳርሒ ካብ ሎት 1-6 ዘሎ በቲ ዘፍር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረበቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኦፍላ ተወሳኺ ኣንብብ
ሃፀይ ዮውሃንስ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2011 ዓ/ም ካብ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ /ትእምት/ ዝተረከበ ሓገዝ ባጀት ንኣይሲቲ /ICT/ መምሃሪ ዝውዕል DESKTOP COMPUTER ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ዝስዕብ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 6, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ንዝተፈላለየ አብያተ ዕዩ መንግስቲ ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ደጎዓ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንቤት ፅሕፈት ዋ/ቤ/ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 5, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ