ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተትሓዘ ምዕዳግን ኣቅሑትን፣ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ኔትዎርክን ማለት ምድብ 1 ንዳታ ማእከል መስፋሕፈሒ ዘገልግሉ ናይ ኔትዎርክ ኣቅሑት፣ ምድብ 2 ሳፕላይ ኤንድ ኔትዎርክ ኢንስታሌሽን ኣንድ ኮንፊጌሬሽን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝ/ዩ ኣበያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናውቲ ኣይሲቲ፣ ሞተር ሳይክልን ፣ ተክልታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ልምዓት ዳኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 5, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ ብርክት ዝበሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ :ፈርኒቸር ማለትዉን ስራሕቲ ጣዉላ: መሳርሕታት ህንፃ ፣ መሳርሒ ፅሬትን ካልኦትን ብርክት ዝበሉ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክሰርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ጥላሁን ይግዛዉ ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ / Desk top computer, Photo copy, projector, laptop computer/ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠናን ነጋ ገ/ዝጋብሔር ዕዳጋ ዓርቢ ንምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ መሰረት ድማዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ንዋ/ቤ/ማዘጋጃ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ መኪና ዝ/ዩ ጎማታትን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ን2ይ ግዜ ዝውፀ ምልከታ ጨረታ ፕሮፌሽናል ጀነራል ሜካኒክስ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ቀበሌ 06 ዝርከብ ጋራጁ ናይ ሓለዋ ካሜራ/security camera/ ከትክል ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብ ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮኒክስ ዘለኩም ኣብቲ ዝተጠቀሰ ጋራጅ ናይ ሓለዋ ካሜራ / security camera /ንምትካል ልምዱ ዘለኩም ክትጫረቱ ትደልዩ ሰብ ሞያ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ