ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ እንዳባጉና ብናይ 2016 ዓም መደበኛ በጀት ዓመት ተጠቂሙ ኣብ ከተማ እናዳባጉናዝረከባ ኣብያተ ፅሐፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሐፈት: ሃለቅቲ ቀወምቲን ንብረት : ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒት ሕትመትን :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 19, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 19, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ ዝተፋለለዩ ኤሌክትሮኒክስን ካልኦትንብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 22, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 22, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ፕሬዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ግልጋሎት ዝርከቡ ኣብየት ፅሕፈት ካብኔ ሴክተሪያት ዩኒዲቢን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ቪድዩ ካሜራ: ኮምፒተር :ላፕቶፕ ፕሪንተር ወዘተ ኣቅሑት መለዋወጢ መካይን :ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 19, 2016 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 19, 2016 6:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ካብ ባንኪ ዓለም ዝተረከበ ዝተፈላለየ ቀወምቲ ኣቅሑት: ናይ ደገ ምብራህቲ ማላት እዉን ፓዉዛ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስ :ናይ ማይ ትቦ : ናይ ደገ ሓፂን ፓሎ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 17, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 17, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ኢድ ሞያ ስልጠና ዘድልዩ (Skill Building Materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 14, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 14, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ኮስሞቲክስ ማተሪያል (Beauty and care Items )ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 14, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 14, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ